• 8 years ago
'ካብ ኣብ ኤርትራ (ምስ ህግደፍ) ሰብ ኴንካ ምፍጣር፡ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ሳዕሪ ኴንካ ምብቋል ይሓይሽ!' ቃል ኤርትራዊት ዋዕሮ ሊድያ ሰሎሞን! ኤርትራዊ ክሳዕ ክንድ'ዚ እዩ ንህግደፍ ጸይኑዎ ዘሎ! ወይልኹም ሓሰውቲ፡ ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ኣሎ ትብሉ ተበለጽቲ!!

Category

🗞
News

Recommended